
ጽቐጥ ኣብዚ፡ ሽዑ ብዛዕባ እቲ ክትፈልጦ ትደልዮ ዘበለ ሕቶታት ክትሓትት ትኽእል ኢኻ!
እቶም ዝምልሱ ሰባት ሞየኛታት ኮይኖም ትደሊ እንተደኣ ኮይንካ መንነትካ ከይተፈልጠ ክትሓትት ትኽእል ኢኻ። 400.000 ዝተሓተቱ ሕቶታትን መልስታቶምን ውን ደሊኻ ኣብ ung.no ክትረኽቦ ትኽእል።
ኣብዚ ቻት ትገብረሉ፡ ሓገዛት ትረኽበሉ ንነፍስኻ ባዕልኻ ክትሕግዘሉ ትኽእለሉ ዝተፈላለዩ ናውታት ውን ትረክብ።
ብዛዕባ 70 ዝተፈላለዩ ኣርእስትታት ዝተጻሕፉ 800 ሞያዊ ሕጡበ-ጽሑፋት ውን ኣሎ!
ገጽ ኢንተርነት ung.no ሚኒስትሪ ቆልዑ፡መንእሰያትን ስድራ-ቤትን፡ ቤት-ጽሕፈት ቆልዑ፡መንእሰያትን ስድራ-ቤታትን እዩ ዘካይዶ።
ገጽ ኢንተርነት ung.no ሚኒስትሪ ቆልዑ፡መንእሰያትን ስድራ-ቤትን፡ ቤት-ጽሕፈት ቆልዑ፡መንእሰያትን ስድራ-ቤታትን እዩ ዘካይዶ።